ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትርከብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይገባእ ተባሂሉ።
ክሲ ኢትዮጵያ ንግብፂ
ግብጺ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መንገድታት ጎነፅ ትእልሽ ኣላ ክትብል ኢትዮጵያ ኸሲሳ።
ዓመፅ ዝወለዶ መፍትሒ
ኬንያ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዘጋጠማ ሰፊሕ ተቛውሞ ስዒቡ ዋጋ ናፍጣ ቐኒሳ።
ኤምባሲ ሶማሊላንድን ኣብ እስራኤል
ሶማሊላንድ ኣብ ኢየሩሳሌም ኤምባሲ ንምኽፋት ዝወሰነቶ ውሳነ ሶማልያ ኾኒና ።
ቕዋም ፈረንሳይ ኣብ ሆርሙዝ
ፈረንሳይ ነቲ ኔቶ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ሰራዊት ንምውፋር ዘቕረቦ እማመ ነጺጋቶ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።