ውሳነ ቤት ምኽሪ
ብኤልክትሪክ ዝሰርሓ ተሸክርከርከቲ ካብን ናብን ኣገልግሎት መጓዓዝያ ንክረኽባ ዘኽእል ውሳነ ተመሓላሊፉ።
መግለፂ ቤተክርስቲያን ተዋህዶ ትግራይ
እቲ ቤት ክህነት፡ ብዛዕባ ቤተክርስትያንና ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ጉጉይን ሓድነት ማህበረ ካህናት ዝሽርሽርን እዩ ኢሉ።
ምኽሪ ምዑዝ ግደይ
ዘሎ ተረኽ ሚዲያን ኮሙዩኒኬሽንን ንመዋፅኦ ትግራይ ከአንፍት ዝፅገም ብፀርፍን ፀለመን ዝተሰነፈ እዩ።
“ፎረም ጅግጅጋ”
ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ሓደ ዝገብሮም ኣጀንዳ ክሓብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
መግለፂ ሊግ ዓረብ
እስራኤል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ወተሃደራዊ ህላወ ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ጻዕሪ ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ።
ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ኒውኩሌር
ኣብ ፍርያት ኒውኩሌርን ምፍታሕ ኣጽዋርን ዝነበረ ዘተ እተን ሃገራት ብዘይስምምዕ ተበቲኑ።
ኲናትን መዛዛቱን
ሩስያ ኣብዚ ዓመት ጥራይ 145 ሽሕ ወተሃደራት ስኢና እያ ክብል ፕረዚደነት ዘሌንስኪ ገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።