TBS TV

🔴TBS TV| ፖለቲካኹም ሑመራ ይምልስ ዶ? | ኣንደበት ከላሊ ሓጋዚ | ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት |ዜናታት11ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ሰሙናዊ መልእኽቲ ህወሓት
ገጢሙና ዘሎ ብሄራዊ ሓደጋ ንምብዳህ ዓቕምታትና ወዲብና ቃልስና ነሐይል ክብል እቲ ውድብ ገሊፁ።

ኣንደበት ከላሊ ሓጋዚ
ቀንዲ ቁፅሪ ሓደ ፀላኢና ስርዓት ብልፅግና ክብል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ከላሊ ሓጋዚ ገሊፁ።

ቕዋም ቤትምኽሪ ሰላምን ለውጥን
ምስ ፉኖን ሻዕብያን ፀሚድኻ ኣብ ትግራይ ክውላዕ ዝተሓሰበ ኲናት ጠጠው ክብል ይግባእ።

ሃገራዊ ፈተና 2018
667 ማእኸላት ፈተና ንሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተዳልየን ኣለዋ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ተቛውሞ ኣብ ኬንያ
ኣብ ኬንያ ብዝተለዓለ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም።

ፅምብል ሶማሊላንድ
ሶማሊላንድ መበል 35 ዓመት ምምስራታ ብሓድሽ ኣህጉራዊ ኣፍልጦ ኣኺቢራ።

ፈላመይቲ ዳኛ
ዚምባብዌ ንፈለማ እዋን ጓል ኣንስተይቲ ላዕለዋይ ዳኛ ገይራ ሸይማ።

ድርድር ሰላም
ፓኪስታን ዝተመሓየሸ ውጥን ሰላም ኢራን ናብ ኣሜሪካ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *