TBS TV

🔴TBS TV| “ትግራይ ትፀሪ ኣላ” ኣይትበል! | ወታዳራዊ ስልጠና ብቲቪ | ዘይጠቐመ ስርዓት |ዜናታት12ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ

ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 24 ሰነ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክወሃብ እዩ

ዘይጠቐመ ስርዓት

ዝነበረን ዘሎን ሕገ -መንግስቲ ንትግራይን ተጋሩን ዝንፅል እዩ ተባሂሉ።

ኣንደበት ከበደ ኣሰፋ

በቢ ከባቢኻ እንተተወዲብኻ ሕቶ ትግራይ ዘይምለሰሉ ዋላ ሓደ ምኽንያት የለን ተባሂሉ።

ልዝብ ብሕታዊ መዋፅኦ

ኲናትን ወረ ኲናትን ጠፊኡ ብሰላም ንክትካእ ተጋሩ ክንሓበርን ትግራይ ደቃ ክትእክብን ይግባእ።

ምልዓል እገዳ ቪዛ

ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኢትዮጵያ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ስርዓት ቪዛ ተልዒሉ።

ስርሒት ኣሜሪካን እስራኤልን

ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ትካላት ስለያ እስራኤል ንመንግስቲ ኢራን ንምውዳቕ ብሕቡእ ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሉ።

ወታዳራዊ ስልጠና ብቲቪ

ቻነላት ተለቪዥን ኢራን ቀጥታዊ ፈነወ ስልጠና ስናይፐርን ካላሽኒኮቭን ከምዝጀመራ ተሓቢሩ።

ራሻን ቻይናን ኣብ ጉዳይ ኢራን

ፕረዚደንት ሺ ጂንፒንግ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝተኸፈተ ኩናት ዞባዊ ሓደጋ ከስዕብ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *