ደሃይ ሞት ዝተፈርዶም ወገናት
ኣብ ስዑድ ዓረብ ሞት ዝተበየነሎም ወገናት ፍርዶም ፍርዲ ሰብኣዊነት ንክኾን ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ፀዊዓ።
መስጊድ ነጋሽ ኣብ ዩኔስኮ
ጥንታዊ ቅዱስ ስፍራ መስጊድ ነጋሽ መዕቆቢ እታ ቀዳመይቲ ሂጅራን ነባሪ ምስክር ተጻዋርነት ሃይማኖታዊ ክብርን ብዝብል ስያመ ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ።
ምዝገባ ነጋሽ፡ ባእታ ዓወት ህዝቢ
ሓድጊ ጥንታዊ ቅዱስ ስፍራ ነጋሽ ኣብ ግዝያዊ መዝገብ ዩኔስኮ ምስፋሩ ዓብይ ምዕባለን ዓወትን ህዝቢ ትግራይ እዩ።
መዋፅኦ ትግራይ
ምስቅልቅል ዝበለ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንክዕረይ ፈለማ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ምድሃብ የድሊ።
ወጥሪ ኢራንን ኣሜሪካን
ኢራን ንእገዳ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ቅቡል ኣይኮነን ክትብል ኮኒና ።
“መይ ደይ” ብተቛውሞ ሰልፍታት
ብሰንኪ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ዝተባረዐ ዋጋ ናብራ ሰባት ኣብ ዝተፈለላያ ሃገራት ተቓውሞ ተሰሚዑ ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ