#tbstv
ስልጣን ምንዋሕ
ንሓደ ዓመት ብፕረዚደነት ክምርሕ ዝፀነሐ ታደሰ ወረደ ንዘይተወሰነ ግዘ ፕረዚደንቱ ንክቕፅል ተወሲኑ።
መንግስትነት ቅድሚ ኲናት
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምፍራሱ ቅድሚ ኲናት ዝነበረና መንግስትነት ይመለሰልና።
ሓደገኛ ውሳነ
ዝተፈለላያ ወረዳታት ኣብያተ ምኽሪ ወሲነንኦ ዘለዎ ውሳነ ሓደገኛን ናብ ኲናት ዘምርሕን እዩ ።
ትግራይ ናብ ንቡር
ቀንዲ ሕቶ ህዝቢ ክምለስን ህዝቢ ትግራይ እፎይ ንክብልን ንኹሉ ዝሓቐፈ ግ/ም/ት ምትካል የድሊ።
ትግራይ ናብ ሰላም
ኣብ ትግራይ ዳግማይ ኲናት ከይውላዕ መራሕቲ ሃይማኖትን ፖለቲከኛታትን ናብ ሰላም ኢዶም ክዝርግሑ ይግባእ።
ስርቂ ኣብ ማይ ግልጋሎት
ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ዓዲ ቀንሰዳድ ንህዝቢ ዘግልግላ ዝነበራ ማይቡንቧ ዝሰረቐ ኣካል ብማእሰርቲ ተቐፂዑ።
ዓለም ለኸ ገበነኛ ኣብ ሽረ
ኣህጉራዊ መዘዋወሪ ደቂ ሰባት ብምባል ዝተጠረጠረ ይትባረክ ዳዊት (ክብሮም) ኣብ ከተማ ሽረ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።
ተማራማሪት ህዋ ክርስቲና
ተመራማሪት ህዋ ክሪስቲና ኮክ ኣብ ጉዕዞ ወርሒ ሓድሽ ታሪኽ ዓለም ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ።
ማእሰርቲ ሮበርትስ -ስሚዝ
ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ኣውስትራልያ ቤን ሮበርትስ-ስሚዝ ብገበን ኲናት ተጠርጢሩ ሎሚ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
ኣለሻ ፖይለትን ውግእ ዓለምን
ኣብ ኢራን ዝተጠፈአ ፖይለት ድሕሪ 36 ሰዓታት ምርካቡ መነጋገሪ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ።
“እማመ ሰላም ኣይቕበሎን “
ኢራን ንእማመ ሰላም ኤሜሪካ ከምዝነፀገቶ ተፈሊጡ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ