#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።
ሕቶ ቅቡልነት ፕረዚደንት
ንሓደ ዓመት ከገልግል ዝፀነሐ ፕረዚደነት ታደሰ ወረደ መዝነቱ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ።
ንምንታይ “ኣይ ናህናን” ይብልዎ?
ኣንፃር ፕረዚደንት ታደሰ ዘቕንዓ ኣንደበታት ኣብ ትግራይ ነባር ምሕደራ ክምለስ ይጠልባ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ሊብያ፡ በሪ ሞት ስደተኛታት
ካብ ገማግም ባሕሪ እትርከብ ከተማ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ማእኸላይ ባሕሪ ድሕሪ ምግልባጣ ልዕሊ 80 ስደተኛታት ጠፊኦም።
ተማራማሪት ህዋ ክርስቲና
ተመራማሪት ህዋ ክሪስቲና ኮክ ኣብ ጉዕዞ ወርሒ ሓድሽ ታሪኽ ዓለም ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ።
ሰምምዕ ሰላም
ኢራንን ኣሜሪካን ናብ ዝሓሸ እማመ ሰላም ከምዝበፀሓ ተሓቢሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ