TBS TV

🔴TBS TV| ሰልፊ ኣንፃር ውሳነ ቦርድ መረፃ | ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ | ፖኪስታንን ኣፍጋኒስታንን | ዜናታት 20 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ

ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ

ፅምብል ምስረታ ቲቢኤስ ቲቪ ካብ 21 ለካቲት ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ መደባት ብድምቀት ከኽብር እዩ።

ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ
ብምኽንያት ምስረታ ፅምብል ካልኣይ ዓመት ቲቢኤስ ቲቪ ዝተፈለላዩ ኣካላት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ሰልፊ ኣንፃር ውሳነ ቦርድ መረፃ
ንውሳነ ቦርድ መረፃ ስዒቡ ኣብ ዝተፈለላዩ ከባቢታት ትግራይ ናይ ተቛውሞ ድምፅታት ክስምዑ ውዒሎም።

መጥቃዕቲ ሳይበር

ሻብዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምኹላፍ ንተጠቀምቲ ዋትስኣፕ ዒላማ ዝገበረ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ሳይበር ይበፅሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ፖኪስታንን ኣፍጋኒስታንን
ኣብ ዶብ ፓኪስታንን ኣፍጋኒስታንን ንኣዋርሕ እናተጋደደ ዝፀ ንሐ ወጥሪ ናብ ቀጥታዊ ወተሃደራዊ ግጭት ከምዝዓበየ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice

#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *