TBS TV

🔴TBS TV| ንሰላም ክንደይ ከይድኩም? | ተጋሩ ኣብ ስዑዲ ዓረብ | ሓዱሽ ቃል ኪዳን ስዑዲ ዓረብ

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።

መንገዲ ሰላም

ካብ ድሕሪ ውግእን ጥፍኣቱን ቅድሚ ውግእ ምዝታይ ሕርያ ህዝባውያን እዩ።

ተርእዮታት ሓደጋ ድርቂ

ክራማት ሎሚ ዘበን ዘየምክሕ ምዃኑ ስዒቡ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ ኣንፀላልዩ ኣሎ።

ተጋሩ ኣብ ስዑዲ ዓረብ

ሓይልታት ጸጥታ ስዑዲ ዓረብ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ ክሰግሩ ረኺበዮም ዝበሎም ኣካላት ከምዝኣስረ ኣፍሊጡ ።

ሓዱሽ ቃል ኪዳን ስዑዲ ዓረብ

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቐይሕ ባሕርን ወሽመጥ ኤድንን ዝርከባ 8 ሃገራት ዝጠመረ ሓዱሽ ቃል ኪዳን መስሪታ።

ባርዕ ሓዊ ኣቴንስ

ኣብ ኣቴንስ ዝተለዓለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝመፃ ሄሊኮፕተራት ብምልታመን ክልተ ሰባት ሞይቶም።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *