መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ትንበያ ዝናብ እዚ ክልተ ሰሙን
ዝናብ ጀሚሩለን ኣብ ዘለዋ ወረዳታት ትግራይ ቀልጢፈን ክዘርኣ ምግባር ኣድላይ እዩ ተባሂሉ።
ጉዕዞ ምህዳእ ወጥሪ
ልኡኽ ጥምረት ሰለስተ ትካላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶ ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማስያዊ ዑደት ብዓወት ዛዚመ ኢሉ።
ዓለም ኣብ ዘይትሰመዐካ ኣይትዋጋእ
ኣብ መንጎ ዝተፈለላዩ ሓይልታት ይኹን ሃገራት ክህሉ ዝኽእል ጎንፂ ብዘተን ምርደዳእን ክፍታሕ ይግባእ።
ርክብ ኢትዮ -ሱዳን
ካብ ኢትዮጵያ ዝኸይድ ዝነበረ ሓይሊ ኤልክትሪክ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቛረፀ ሚኒስትሪ ኢነርጂን ነዳድን ሱዳን ኣፍሊጡ።
ምጥሓል ጀልባን ሞት ስደተኛታትን
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሞሪታንያ ጅልባ ምጥሓላ ስዒቡ 144 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ክባር ውግእ ኢራንን ኣሜሪካን
ኮንግረስ ህጹጽ ተወሳኺ ባጀት እንተዘይኣጽዲቑ ወተሃደራዊ ስልጠና እታ ሃገር ክዕንቀፍ ከምዝኽእል ተገሊጹ።
ኳታር ዝሓተተቶ ካሕሳ ኢራን
ኳታር ብኢራን ዝበፅሓ ዘሎ መጥቓዕቲ ስዒባ ካሕሳ ክትሓትት ምኻና ገሊፃ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።