መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ኣንደበት ኣማኑኤል ኣሰፋ
ከምኒ ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዝበላ ጋንታታት ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምዕቃብ ዓብይ ተራ ኣለወን።
ዘተሓሳስብ ዝናብ ሎሚ ዘበን
ኣብ ትግራይ ካብ 08 – 17 ሓምለ 2018 ዓ.ም ዝህሉ ዝናብ ዘይተመጣጠነ ብምዃኑ ቕደመ ምድላው ክግበር ፃውዒት ቀሪቡ።
ሰልፊ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ዝሳተፈሉ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መፃኢ ቀዳም ከካየድ እዩ ተባሂሉ።
መግለፂ ውድብ ወለዶ
ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ ዝፍፅም ዘሎ ማእሰርቲን መጥቓዕትን ጠጠው ክብል ይግባእ ክብል እቲ ውድብ ገሊፁ።
ቪዛ ደቡብ ኣፍሪካ
መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘይተኻተትሉ ብዘይ ቪዛ ናብታ ሃገር ክኣትዋ ዝኽእላ 22 ሃገራት ኣፍሪካ ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ።
ዘይሃደአ ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ወተሃደራዊ ሓይሊ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።