መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።
ሚድያ ንትግራይ
ብምትሕብባር ቲቢኤስ ቲቪን CRPPን ዝተሰናድአ ዋዕላ ሚድያ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣብዚ ሰሙን ነይሩ።
ገባታይነት ከም ዓርሰ ቕትለት
ፖለቲካ ትግራይ ንምድሓን ህዝቢ ክውዕል ገባታይነት ኣመለኻኽታ ቀንጢጥካ ብልዝብን ዘተን ምትካእ የድሊ።
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ ንፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ንተጋሩ ዝሓቛፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።
ኣንደበት ኣምባሳዳር ማሲንጋ
ኣሜሪካ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ሰላምን ፀጥታን ምስ ኢትዮጵያ ሓቢራ ክትሰርሕ እያ ኢሉ።
እማመ ሰላም ሱዳን
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ሃገሩ ተፈጢሩ ዘሎ ጎነፅ ጠጠው ንምባል ካብ ኣሜሪካ እማመ ሰላም ተቐቢሉ።
ሻምፕዮን ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት
ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ተዓዋቲት ቻምፕዮን ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።