TBS TV

🔴TBS TV| “ኣማውቱና ኣይብሃልን!” | ሓገዝ ንስድራ ስውኣት | ዓምፍራስ ምምሕዳር ጋዛ | ዜናታት 30 ሰነ 2018#ህወሓት

ግደ ሚድያ ኣብ ሰላም፣ ልምዓትን ዲሞክራሲን

ብምትሕብባር ቲቢኤስ ቲቪን CRPPን ዝተሰናድአ ዋዕላ ሚድያ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።

ሓገዝ ንስድራ ስውኣት

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ን300 ስድራ ስውኣት ሓገዝ ኣብርኪቱ።

ሸልማት ዶክተር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም

ዶክተር ቴድሮስ ዝተሸለሞ ዓለም ለኻዊ ሽልማት ንኣዴታት ትግራይ ምሃቡ ንሕውየተን ዝሕግዝ እዩ ተባሂሉ።

ዌቭማርት ሶፍቴዌር

መናእሰይ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ዝንኣድን ተስፋ ዝህብን እዩ ተባሂሉ።

ምፍራስ ምምሕዳር ጋዛ

ሓማስ ምምሕዳር ጋዛ ምፍራሱ ዕላዊ ገይሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *