TBS TV

🔴TBS TV| ሰኣን ልዝብ ዝባንና ቐለለ | ሰኣን ልዝብ ዝመፅእ ውርደት | ወጥሪ ሩስያን ዩክሬንን | ዜናታት 26 ሰነ 2018#ህወሓት

ሰኣን ልዝብ ዝመፅእ ውርደት

ብምስልን ቪዲዮን ዝተደገፉ መረዳእታት ግፋን ግዱድ ውትህድርናን ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥሩ ኣለዉ።

ጅሆ ፖለቲከኛታት ዝኾኑ ተመዛበልቲ

ሰማዒ ዝሰኣኑ ተመዛበልቲ ኣዳዳ ስቓይን ሞትን ይኾኑ ብምህላዎም ቆላሕታ ፖለቲከኛታት ይጠልቡ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ኲናትን ትምህርትን

ዩኒሴፍ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ 100 ሽሕ ህጻናት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ክርሕቑ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ።

ወጥሪ ሩስያን ዩክሬንን

ሩስያ ኣብ ኪዩቭ ብዝፈፀመቶ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ።

ኢራን ዛጊድ ዘይወፀላ ሓዘን

ኢራን ኣብ ቀብሪ ነበር መራሒኣ ከተተኩር ብምግዳዳ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ደው ኣቢላ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *