መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
ስግኣት ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ
ሚኒስትር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ንዘቕርብዎ ክሲ ኩናት ፀለመን ምትላልን ክብል ምላሽ ሂቡ።
መጠሻ ማእኸልነት ትግራይ
መሪሕነት ትግራይ ንመጠሻ ማእኸልነት ትግራይ ብዘይምትግሆም ፀገም ይፍጠር ኣሎ።
ቲቤኤስ ኣገዳሲ ሚድያ ህዝቢ
ቲቢኤስ ካብ ሳተላያት ከይወርድ ደገፍ መላእ ህዝቢ ይጠልብ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክተእክብ ይግባእ ።
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዘቢ ትግራይ ን ባይታ ፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ተጋሩ ዝሓቛፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።
ቅትለት ቬንዙዌላዊ ገበነኛ
ሰራዊት ኣሜሪካ ንመራሒ ናይቲ ኣብ ቬንዙዌላ ዝንቀሳቐስ ሓደገኛ ገበነኛ ጉጅለ “ትሬን ደ ኣራጓ ከምዝቐተሎ ገሊፁ።
ቅዋም ቤጂንግ ኣብ ኒኩሌር
ቤጂንግ ኑክሌራዊ ኣጽዋር ምሉእ ብምሉእ ንክወድሙ ፃዊዒት ኣቕሪባ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።