“ስቕታ ለባማት፡ ዓውታ በሃማት”
ንሓደ ኣካል ንምንሻው ተባሂሉ ብዝግበር ላግፂን ቅይዐን ፀርፍን ፀለመን ቃንዛ ህዝቢ ምርሳዕ ይወልድ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትርከብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይገባእ ተባሂሉ።
ለበዳ ኢቦላን ዓለምን
ሓድሽ ለበዳ ቫይረስ ኢቦላ ዓለማዊ ለበዳ ናይ ምዃን ዓቕሚ የብሉን ተባሂሉ።
ም’ቅላዕ ገበናት “RSF”
ሓይሊ ቅልጡፍ ደገፍ ሱዳን፡ ኣልፋሽር ድሕሪ ምቑፅፃሩ ኣብ ዳርፉር ዝተፈፀሙ ጅምላዊ ቕትለታት ዕላዊ ኮይኖም።
ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ኢራን
ኣሜሪካ ካብ ኢራን ቅኑዕ ምላሽ ንምርካብ ንውሑዳት መዓልታት ክትጽበ ፍቓደኛ እያ ተባሂሉ።
ሓዱሽ ውሳነ ባይቶ እስራኤል
ባይቶ እስራኤል ክፈርስ ዘኽእል ውሳነ ከምዝተመሓላለፈ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።