ፍፃመታት ቀዳመ ሰናብቲ
ትግራይ ብረዚን ፖለቲካዊ ምዕራፍ ትሓልፍ ከምዘላ ተገሊፁ።
ኣንደበት ፃድቃን ገብረትንሳኤ (ጀነራል )
ኣብ ትግራይ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ኲናት ናይ ውክልና ኲናት እዩ ክብል ጀነራል ፃድቃን ገሊፁ።
ዕላማ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀጥታን
እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ዝተበተነ ዓቕሚ ትግራይ ብምእካብ ትግራይ ናብ ዝሓሸ ብራኸ ዝወስድ ቤት ምኽሪ እዩ ተባሂሉ።
መረረት ጣብያ ሽኻ ተኽሊ
ሕጊ ዝተኸተለ ምሕደራ መሬት ብዘይምህላው መሬትና ንሕደግ ኣለና ክብሉ ነበርቲ እቲ ጣቢያ ድምፆም ኣስሚዖም።
ዘመናዊ ድኹዒ ኣብ ትግራይ
ጠለብ ዘመናዊ ድኺዒ ንሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ።
ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ
ድሕሪ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ኒዩክለራዊ ቦታ ኢማራት ዓረብ ዋጋ ነዳዲ ወሰኽ ኣርእዮ።
ወስኽ ነዳዲ ዘምፅኦ ዓመፅ
ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ስዒቡ ኣብ ናይሮቢን ካልኦት ከተማታት ኬንያን ኣድማ ተላዒሉ።
መጠንቀቕታ ትራምፕ
ፕረዚደንት ትራምፕ ምስ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ሰላም ስዒቡ ግዜ ይውዳእ ኣሎ ክብል ንቴህራን ጽኑዕ መጠንቀቕታ
ሂቡ።
ትእዛዝ ኪም ጆንግ
ፕረዚደንት ኪም ጆንግ ኡን ምክልኻል ዶባት ደቡብ እታ ሃገር ክሕይል ከምዝኣዘዘ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።