ሹመት ፕረዚደንት
ብስምምዕ ፕሪቶርያ መሰረት ፈሪሱ ዝነበረ ቤት ምኽሪ ሎሚ ንዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕረዚደንት ክልል ብምግባር ሸይሙ።
ጥዑም ቃል “ፕረዚደነት” ታደሰ
መፀዋዕታን መብርህን ጀነራል ታደሰ ኣብ ዉዱእ ሰዓት ዝተውሃበ ቃል ብሉዕ ዕቁብ እዩ ተባሂሉ።
ኣንደበት ዮሴፍ በርሀ
ትግራይ ሰላማን ልምዓታን ክተረጋግፅ ኣብ መንእሰይ ወለዶ ምስራሕ የድልያ ተባሂሉ።
ክሲ ሱዳን ንኢትዮጵያ
መንግስቲ ሱዳን ኢትዮጵያን ዩናይትድ ዓረብ ኢሚራትን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ካርቱም ደብዳብ ኣካይደን ኢሉ።
ዒላማታት ኢራን ኣብ ዩኤኢ
ምክልኻል ሓይሊ ዓረብ ኢምራት ካብ ኢራን ዝተወምጨፉ ሚሳይላት ሪፖርት ገይሩ።
ምቁራፅ ቶክሲ ራሻን ዩክሬንን
መበል 81 ዓመት ስዕረት ናዚ ምኽንያት ብምግባር ቶክሲ ደው ንምባል ሚኒሰተር ምክልኻል ራሽያ ወሲኑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ