ኣዛራራቢ መግለፂ ፕረዚደንት
ፕረዚደንት ታደሰ፡ ውሳነ ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣመልኪቱ ዝሃቦ ሪኢቶ ኣዘራራቢ ኮይኑ።
ፕሪቶሪያ፡ ኣይስገር ኣያሳግር
ፕሪቶሪያ ብምኽንያት ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ቅልውላው ፍረ ከየፍረየ ሳልሳይ ዓመቱ ዘሊሉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰለማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ፖራጓይን ምቕባል ስደተኛታትን
ፖራጓይ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንዝግበር ዘሎ ስጓ ስዒቡ፡ ስደተኛታት ትቐበል ኣላ።
ወሰኽ ዋጋ ምህርትታት ጥዕና
ብሰንኪ ኲናት ኢራን ዋጋ ኮንዶም ብ30 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ተፈሊጡ።
ውራይ ኢራንን ኣመሪካን
ፕረዚደንት ትራምፕ ምስ ኢራን ዘሎ ደው ምባል ተኹሲ
ከምዘናወሖ ተፈሊጡ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ