#tbstv
ወጥሪ ግ/ም/ትን ውድብ ህወሓትን
ድሕሪ ምንዋሕ ሽመት ፕረዚደነት ታደሰ፡ ውድብ ህወሓት ኣብ ከተማ ኣክሱም ዘካይዶ ዘሎ ኣኼባ ቀልቢ ብዙሓት ወሲዱ።
“ዋዕላ መላእ ትግራይ”
ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ከቢድ ፀገም ንክናገፍ ሓዱሽ ናይ መዋፅኦ መበገሲ ኣዳልየ ክብል “GSTS” ገሊፁ።
ግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰላም
ኩሉ መዳያዊ ቅልውላው ትግራይ ንክፍታሕ ደቂ ኣንስትዮ ናብ መሪሕነት ክመፅኣ ይግባእ ተባሂሉ።
ሰላምን ምርግጋፅ ፍትሕን
ፍትሒ ንክረጋገፅን ተሓታትነት ንክሰፍንን ግደ ሰላም ዕዙዝ ምዃኑ ተገሊፁ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ምፍራስ ሲቪል ማሕበራት
መንግስቲ ቡርኪናፋሶ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሲቪላዊ ማሕበራት ከምዝኣገደ ተፈሊጡ።
መርከብ ዩኤስኤስ ኣብርሃም ሊንከን
መርከብ ዩኤስኤስ ኣብርሃም ሊንከን ኣብ ባሕሪ ዓረብ ፓትሮል ሓይሊ ባሕሪ ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ።
ቅልውላው ነዳዲ
ሃገራት ኣውሮፖ ሕፅረት ቀረብ ነዳዲ ስዒቡ ኣብ ቅልውላው ከምዘለዋ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ