መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ዝብዳህ ብብሄራዊ ስምምዕነት ኣቢልካ ብዝውለድ መንግስትነት እዩ።
ፍታሕ ዝሰኣነ መሃያ መምሃራን
4 ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ ሳምረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ጠጠው ከምዘበላ ተገሊፁ።
ልምሰት መንግስትነት
ኣብ ስራሕ ንዘለው ሰራሐተኛታት መንግስቲ መሃያ ዘይምኽፋል ምልክት ምፍራስ መንግስትነት እዩ ተባሂሉ።
ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል
ንህዝቢ ዘገልግሉ ዘለው ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ዘገልገልዎ መሃያ ዘይምኽፋል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል እዩ ተባሂሉ።
ፍልሰት ተጋሩ፡ ካልእ መልክዕ ፅንተት
ብሰንኪ ስግኣት ኲናት ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ ዓዱ ገዲፉ ይኸይድ ኣሎ።
ነዳዲ ዘስዕቦ ዘሎ ቅልውላው
ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ከምዝተዘርግሑ ተገሊፁ።
ቅትለት መራሕቲ ኢራን
እስራኤል ንፀሓፊ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢራን ዓሊ ላሪጃኒንን ከም ዝቐተለት ገሊፃ::
መጥቃዕቲ ወደብ ፉጃይራ
ኣብ ወደብ ፉጃይራ ኢማራት ዓረብ፡ ሜዳ ጋዝ ሻህ ዝተፈጠረ መጥቃዕቲ፡ ምዝባዕ ፅዓት ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ