🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴
መግለፂ ግ/ም/ት
ንሕጊ ዝፃባእ ብዝኾነ ይኹን ኣካል ዝወሃብ ውሳነ ተቐባልነት የብሉን።
ነባር ሓደጋ ሓዱሽ ፀጋ
ሕዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ንምብዳህ ፍሉይ ብሄራዊ ምትእኽኻብ ይጠልብ።
መግለፂ ሓይሊ ሰላም
ዋንነት ርሰተ መረበትናን ልኣላዊ ግዝኣታዊ ሓድነትናን ቐይሕ መስመርና እዩ።
ዝዋግኡ ሓይልታት ሓደ ዝገበረ ኩነት ንትግራይ ዕድል ዝሃበ እዩ ተባሂሉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ግብፂ ንኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ
ዘድሃበ ሓዱሽ ናይ ድርድር ነጥቢ ኣልዒላ።
ሱዳንን ትምህርትን
ኣብያተ ትምህርቲ ካርቱም ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ኲናት ዳግማይ ይኸፈታ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ