ዜናታት እዚ ዕለት
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ዜናታት እዚ ዕለት
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ኣንደበት ብጹእ አቡነ ናትናኤል
እቶም ኣቦ፡ ኣብ ልዕሊ ደቂ ቅድስት ቤተክርስቲያን ዝካየድ ዘሎ ግፋ ብፅኑዕ ክኹነን ዝግበኦ እኩይ ተግባር እዩ ክብሉ ገሊፆም።
መግለፂ ውድብ ወለዶ
ትግራይ ኣብ ትሕቲ ስርዓታዊ ፍርሰትን ዝተሸርሸረ ትካላዊ ተኣማንነትን ወዲቓ ኣላ ክብል እቲ ውድብ ገሊፁ።
ኣንደበት ፈትለወርቅ ገ/እግዛብሄር
ውድብ ህውሓት መናእሰይ ይገፍፍ ኣሎ ዝብሉ ተረኻት ንኽብርን ባህርን ህውሓት ኣይገልፅን ክትብል ገሊፃ።
ሜላት ኪሮስ፡ መልክዕ ትግራይ
ኣብ ኮሎራዶ ዝተኻየደ መባእታዊ መረፃ ሜላት ኪሮስ ተዓዋቲት ኾይና።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
መጥቃዕቲ ኣይ ኤስ ኣብ ናይጀርያ
ኣብ ናይጀርያ 37 ተማሃሮ ብዕጡቓት ጉጅለታት ኣይኤስ ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ።
ዋዕላ ኔቶ ኣብ ኣንካራ
ኔቶ መጻብቦ ሆርሙዝ ክፉት ንኽኸውን ዝሕግዙ መንገድታት ንክዝትይ መደብ ከምዝሓዘ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
ኣንደበት ፕረዚደነት ደብረፅዮን
ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንክረጋገፅ ግደ ሚዲያታት ዕዙዝ እዩ ክብል እቲ ፕረዚደነት ገሊፁ።
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ
ኣብ መላእ ሃገር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ዕለት ብዕሊ ጀሚሩ።
ኣንደበት ኮሙሽነር ጀነራል
እቲ ኮምሽነር መንእሰይ ትግራይ ዓዱ ሓዲጉ ክስደድን ክፈልስን ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ምቁፅፃር ይግባእ።
ዘይተቓደወ ቃልሲ
ኣብ መሪሕነት ትግራይ ዝተፈጠረ ክፍተት ዘኽፍሎ ዘሎ ክባር ዋጋ ኣብ ወለዶታት እውን ንምእራሙ ዝኸብድ እዩ ተባሂሉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ቅልውላው ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ ምስጓግ ስደተኛታት ሓያል ጎነፅ ኣልዒሉ።
ርክብ ኢራንን እስራኤልን
ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል ኣብ ውሽጢ መዓልታት ዳግማይ ምስ ኢራን ናብ ውግእ ክንኣቱ ንኽእል ኢና ክብል ገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
“ኣይገልፀናን”-መግለፂ ህወሓት
ህወሐት፡ ሕብረት ኣውሮፖ ኣብ ጉዳይ ግፋን ተዛመድቲ ምዕባለታትን ኣመልኪቱ ዘውፅኦ መግለፂ “ኣይገልፀናን” ክብል ነፂግዎ።
“ኣዋጅ ጥፍኣት እዩ”- መግለፂ ቤት ምኽሪ ሰ/ለውጥን
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትግራይ ተኣዊጁ ዘሎ ኣዋጅ ጥፍኣት ዝበሎ ሕጊ ከይትግበር ፀቕጢ ማሕበረሰብ ዓለም የድሊ ኢሉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ ንባይታ ፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ተጋሩ ዝሓቑፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።
ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ቬንዙዌላ
ኣብ ቬንዙዌላ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት 1500 በፂሑ።
ፑቲንን ዓቕሚ ሃገሩን
ሩስያ ዘጋጥማ ዘሎ ብድሆታት ብኣድማዒ መንገዲ ንምግጣም ምሉእ ዓቕሚ ኣለዋ ተባሂሉ።
መጥቃዕቲ ሳይበር ኢራን
እስራኤል ካብ ኢራን ዝፍጸማ መጥቃዕቲ ሳይበር ብሰለስተ ዕጽፊ ከምዝወሰኸ ገሊፃ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
ዓወት 21 ሰነ
ጅግና ተጋደላይ ትግራይ ምእንተ ህላወ ዓዱ ክብል ዝኸፈሎ ቅያን መስዋእትን ብዝኾነ እዋናዊ ኩነት ኣይሃስስን ኣይድምሰስን።
ዝኽሪ 21 ሰነን ህልውቲ ትግራይን
መስዋእቲ መላምል ደቂ ህዝብን ትግራይ ሐዚ ዘላቶ ብርክን ዝወዳደር ዘይምዃኑ ከርና ከምዘሕዝን ተገሊፁ።
መልእኽቲ ኪሮስ ጉዕሽ (ፒኤችዲ)
ተፈተንቲ ተምሃሮ እዚ ዓመት ናይቲ ፈተና ስነ ስርዓት ኣኽቢሮም ክፍተኑ ይግባእ ተባሂሉ።
ክልከላ ለይታዊ ጉዕዞ
ካብ ትግራይ ናብ ኻልኦት ክልላት ብለይቲ ዝጓዓዛ ኣውቶብሳት ጠጠው ንክብላ መምርሒ ወሪዱ።
ዋዕላ ቤት ምኽሪ ንሰላምን ለውጥን
ኣብ ትግራይ ይካየድ ኣሎ ዝበሎ ግፋን ሓዱሽ ኣዋጅን ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ዘተ ትግራይ ኣብ መንቅርቅር ከምዘላ ገሊፁ።
ሓሳባት ጀነራል ፃድቃን
ንክልተ መፅሓፍቲ ጀነራል ፃድቃን ዳህሲሱ ዝዘተየ መድረክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
“እቲ ዝቐለለ ዝኸበዶም”
መራሕቲ ትግራይ ናብ ልዝብን ዘተን ዝወስድ እቲ ዝቐለለ መንገዲ ገዲፎም ንህዝቦምን ባዕሎምን ኣብ ሓደጋ የውድቑ ኣለዉ።
እገዳ ኣሜሪካ ንመራሕቲ ሱዳን
ኣብ ሱዳን ዓመጽ ንምቕጻልን ጻዕርታት ሰላም ንምዕንቃፍን ተሓተትቲ ዝኾኑ ውልቀሰባትን ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣሜሪካ ገሊፃ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ