TBS TV

🔴 TBS TV| ተዛቲኻ ትድሕን ወይ ትጠፍእ! | ዝተጋደደ ፀገም ተመዛበልቲ | ጉሕለት ደደቢት ሚድያ || ዜናታት 24 ታሕሳስ 2018

🔴 ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ

መላእ ጋዜጤኛታት፣ ኣባላትን መሪሕነትን ቲቢኤስ በቲ ኣብ ሕፃፅ ዘዕቖቡ ተመዛበልቲ ወገናት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ።

ዝተጋደደ ፀገም ተመዛበልቲ
ተመዛበልቲ ህፃናት ካብ ማእዲ ትምህርቲ ሪሒቖም ኣብ ዝኸፈእ ኩነታት ይርከቡ::

ቀረብ ዝስተ ማይ
ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ዘሎ ሕፅረት ቀረብ ማይ ንምቕራፍ ዝተወደደ ስራሕቲ ከምዝጠልብ ተገሊፁ።

ጉሕለት ደደቢት ሚድያ
ደደቢት ሚድያ ኣጋጢሙኒ ዝበሎ ጉሕለት ስዒቡ ስሩዕ ስርሑ ክሰርሕ ከምዘይከኣለ ተገሊፁ

ትንበያ ኢትዮ-ኤርትራ
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን እናተጋደደ ዝኸይድ ዘሎ ውጥረት ናብ ኩናት ክዓቢ ከምዝኽእል ፎረይን ፖሊሲ ተንብዩ።

ትግራይ ምቕዳም

ቀንዲ ትኹረት ቲቢኤስ እዚ ወርሒ  ለበዋ ንትግራይ ዘቐድም ስልቲ ቃልሲ እዩ።

ታሪኽ እዚ ዕለት
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ተጋሩ ነበርቲ ፊናርዋ፣ዓዲ ዓውሎን ብሓይልታት ኤርትራ፣ኢትዮጵያን ሚሊሻ ኣምሓራን ግፍዒ ተፈፂሙ::

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *