TBS TV

🔴 TBS TV| ትግራይ ትምረፅ ዶ ኣይትምረፅ? | “ኣባላት ናፅነት ይጨውዩ ኣለው” | ዝቐፀለ ስቓይ ተመዛበልቲ || ዜናታት 07 ታሕሳስ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴

ኣብ ታሪኽን ኣብ ዕብየት ቋንቋን ስነ ፅሑፍን ትግርኛን ርኡይ ግደ ዝነበሮም መምህር ገብረኪዳን ደስታ ቕድሚ 4 ከምዚ ዕለት ዓሪፎም-ቲቢኤስ

ህዝቢ ትግራይ ዝጠልቦ ዘሎለውጢ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ንክገሃድ እቲ ዝተጀመረ ህዝባዊ ቃልሲ ምጥንኻር የድሊ -ውድብ ዲሞክራስያዊ ስምረት፡ መግለፂ

ኣብ ልዕሊ ኣባላተይን ኣመራርሓይን ክግበር ዝፀንሐን ዘሎን ጭውያ፣ ማእሰርትን መቅተልትን ደው ክብል ይግባእ -ውድብ ናፅነት ትግራይ፡ መግለፂ

ትግራይ መረፃ ክተካይድ ግድን ዋላ እኳ እንተኾነ ፈለማ ትግራይ እትጠልቦም ባህርያዊ ሕቶታት ግቡእ ምላሽ ክረኽቡ ይግባእ-ውድብ ናፅነት ትግራይ፡ መግለፂ

ትግራይ ፍርቂ ኣካላ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ተመዛበልታ ድማ ፍቖድኡ ተበቲኖም እናሃለዉ ዝግበር መረፃ ኣግባብነት ዘይብሉን ሓደግኡ ዝኸበደን ምዃኑ ምርዳእ የድሊ-ውድብ ናፅነት ትግራይ፡ መግለፂ

መንግስቲ ፌደራል ስምምዕነት ውዕሊ ፕሪቶርያ ንክትግበር እጃሙ ክፍፅም ይግባእ-ውድብ ናፅነት ትግራይ፡ መግለፂ

ኣብቶም ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብምኽንያት ሓደጋ ትራፊክ ሂወት 20 ሰባት ከምዝሓለፈ ቁፅፅርን ድሕንነትን ትራፊክ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣፍሊጡ-ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ዞባ ምብራቕ ትግራይ

ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ነበርቲ ኣላማጣ ብሓይልታት ኢትዮጵያ ግፍዒ ተፈፂሙ-ታሪኽ እዚ ዕለት

#tbstv
#ውድብ ናፅነት ትግራይ
#ትግራይ መረፃ 2018
#ህወሓት
#ኣብይ ኣህመድ
#wedb natenet tgray |
#Tplf Election 2018
#tigray election 2018
#tbstv
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #news #Tigray #ethiopia #eritrea #HornAfrica #Redsea #reels

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *