#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴 TBS TV| ተፃሊእኻ ካብ ምጥፋእ፡ ተላዚብካ ምድሓን | መግለፂ ህወሓት | ምድልዳል ሰላም ትግራይ || ዜናታት 15 ሕዳር 2018
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ጉዳይ ፈተና 12 ክፍሊ
ኣብ ዙርያ ፈተና 12 ክፍሊ ብክልል ዝተትሓዘ ቅዋምን ብኣብያተ ዕዮ ፈዐደራል ዝውሃብ መልስን ወጥሪ ፈጢሩ።
ቅዋም ሃገራዊ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን
ካብ ዝተተሓዘሉ ግዘ ሰሌዳ ወፃኢ ዝግበር ፈተና ሕጋውነትን ቅቡልነትን ኣይብሉን ተባሂሉ።
መግለፂ ፅላል -ሲማሚት
መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀሞ ዘሎ ተግባር ዳግማይ መዋቕራዊ ወራርን ዓይኑ ዘውፀአ ታሪኻዊ ቅጥፈትን እዩ ኢሉ።
መግለፂ ሳወት
ግዳ ገበን እዩ፡ ብህፁፅ ደው ይበል ክብል ሳወት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ሓቢሩ።
መግለፂ “ይኾኖ”
ምንቕስቓስ ይኾኖ ግፋ ደው ንክብልን ዝተገፈፉ ድማ ንክምለሱን ሓቲቱ።
መግለፂ ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መስላት
ኣብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዝበሎ መናእሰይ ኣገዲድካ ናብ ታዕሊም ምስላፍ ደው ንክብል እቲ ጥምረት ፀዊዑ።
ፀብፃብ “Human Rights Watch”
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ብሓይሊ ናይ ምምልማል ወፍሪ ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ፍርሒ ሃዋህው ይፈጥር ኣሎ ክብል እቲ ትካል ገሊፁ።
ዓመፅቲ ሑቲ ኣብ የመን
ዓመጽቲ ሑቲ የመን ኣብ ልዕሊ ሓይልታት መንግስቲ እታ ዓዲ
ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 16 ወተሃደራት ተቐቲሎም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
ምረቓ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ
ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላላዩ ዓውድታት ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ ሎሚ ዕለት ኣመሪቑ።
መግለፂ ውድብ ናፅነት
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግፋ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ብምዃኑ ክኹነን ይግባእ ክብል እቲ ውድብ ገሊፁ።
መግለፂ ስምረት ተጋሩ ንናፅነትን ሓርነትን
መንእሰይ ብሓይሊ እናሓነቅኻ ምውሳድ ግቡእ ኣይኾነን ክብል ስምረት ተጋሩ ንናፅነትን ሓርነትን ገሊፁ።
ፀብፃብ “Middle East Eye”
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ሞት ዝተፈረደሎም ወገናት ድምፂ መንግስትን ዝተፈለላዩ ዲፕሎማስያኛታትን ይጠልቡ ኣለው።
እገዳ ትካላት መጓዓዝያ
ሰላምን ሓበሻን ዝተበሃላ ናይ ውልቀ መጓዓዝያታት ብቢሮ ትራንስፖርት ትግራይ ተኣጊደን ።
ሙቐትን ሞትን ኣብ ኣውሮፓ
ኣብ ፈረንሳይ ብሰንኪ ዘጋጠመ ብርቱዕ ሙቐት ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ህዝባዊ ቀብሪ ኣያቶላህ ዓሊ
ላዕለዋይ መራሒ ነበር ኣያቶላህ ዓሊ ካሜነይ ብሰፊሕ ስነ ሰርዓት ህዝባዊ ቀብሪ ምፍናው ይካየደሎም ኣሎ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።t
ሰኣን ልዝብ ዝመፅእ ውርደት
ብምስልን ቪዲዮን ዝተደገፉ መረዳእታት ግፋን ግዱድ ውትህድርናን ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥሩ ኣለዉ።
ጅሆ ፖለቲከኛታት ዝኾኑ ተመዛበልቲ
ሰማዒ ዝሰኣኑ ተመዛበልቲ ኣዳዳ ስቓይን ሞትን ይኾኑ ብምህላዎም ቆላሕታ ፖለቲከኛታት ይጠልቡ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ኲናትን ትምህርትን
ዩኒሴፍ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ 100 ሽሕ ህጻናት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ክርሕቑ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ።
ወጥሪ ሩስያን ዩክሬንን
ሩስያ ኣብ ኪዩቭ ብዝፈፀመቶ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ።
ኢራን ዛጊድ ዘይወፀላ ሓዘን
ኢራን ኣብ ቀብሪ ነበር መራሒኣ ከተተኩር ብምግዳዳ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ደው ኣቢላ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
መግለፂ ማሕበረ ቅዱስ ያሬድ
ኣብ ልዕሊ ደቂ ቅድስት ቤተክርስቲያን ዝካየድ ዘሎ ግፋ ብፅኑዕ ክኹነን ዝግበኦ እኩይ ተግባር እዩ ክብል እቲ ማሕበር ገሊፁ።
ደሃይ እሱራት ኣብ ሱዑዲ ዓረብ
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ፍርዲ ሞት ተፈሪድዎም ዘሎ ወገናት ደምፂ ኹኑና ክብሉ ተማሒፂኖም ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ቅልውላው ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ድሕሪ ሰልፊ ጸረ ስደተኛታት ዝተለዓለ ተቓውሞታት ልዕሊ 900 ሰባት ከምዝተኣሰሩ ተሓቢሩ።
ግዕዝይናን ኒጀርን
ኣብ ልዕሊ ብላዕ ዝፍፀሙ ኣካላት ናይ ሞት ፍርዲ ዘቕፅዕ ሓዱሽ ሕጊ ኒጀር ኣዘራራቢ ኮይኑ።
ምንካይ ዋጋ ነዳዲ
ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ዶሃ ዘካየደኦ ዝርርብ ስዒቡ ዋጋ ነዳዲ ከምዝወረደ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።