🔴 TBS TV| ዜናታት 15 መስከረም 2018
#tbstv #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴 TBS TV| ዜናታት 15 መስከረም 2018
#tbstv #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
መብርሂ ፖሊስ ከተማ ኣክሱም
ኣብ ግቢ መንበረ ሰላማ መንበሪ ቡፅኣን ኣቦታት መጥቃዕቲ ዘበፅሑ ኣካላት ኣብ ቁፅፅር ኣውዒለ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ገሊፁ።
ምሽፋን ዕርቃን ዜጋታት
ግደ ሚዲያ ግደ ራብዓይ መንግስቲ ብምዃኑ ልዕሊ ምፍናው ዜናን መደባትን ዝኾነ ፅልዋ ክህልዎ ይግባእ ተባሂሉ።
ፀብፃብ “Human Rights Watch”
ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፣ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዘይ ፍቓድ ይእሰሩ ምህላዎም እቲ ትካል ገሊፁ።
ሶርያን መዝገብ ግብረ ራዕድን
ኣሜሪካ ንሶርያ ካብ ዝርዝር መዝገብ ግብረ ራዕዲ ከምዘውፀአታ ተገሊፁ።
ዝቐፀለ ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ኢራን ኣብ ባሕሬንን ኩዌትን ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከራት ኣሜሪካ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ኣካይዳ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
መግለፂ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦ.ተ.ቤ.ት
እታ ቤተ ክርስትያን ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ቡፁኣነይ ፈተነ ቕትለት ተኻይዱ ኢላ።
መግለፂ ርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ ኣክሱም
ኣብ ግቢ መንበረ ሰላማ መንበሪ ቡፅኣን ኣቦታት ዝበፀሐ ፍፃመ ናይ ፀጥታ ኣካል ምፅራይ የካየድ ከምዘሎ እቲ ቢሮ ገሊፁ።
መግለፂ ቕዋም ትካላት ሚዲያን ኣንቃሕትን
ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓደጋ ናብ ናይ ህላወ ሓደጋ ምስግጋሩ ስዒቡ ትካላት ሚዲያን ኣንቃሕቲን ታሪኻዊ ግቡኦም ክዋፅኡ ኣለዎም ተባሂሉ።
ፀብፃብ “Middle East Eye”
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ሞት ዝተፈረደሎም ወገናት ድምፂ መንግስትን ዝተፈለላዩ ዲፕሎማስያኛታትን ይጠልቡ ኣለው።
ዘይሃደአ ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ወጥሪ ክልቲኤን ሃገራት ምቁራጽ ተኹሲ ዝጥሕስን ንመራኽብ ሓደጋ ዝፈጥርን’ዩ ተባሂሉ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
ግደ ሚድያ ኣብ ሰላም፣ ልምዓትን ዲሞክራሲን
ብምትሕብባር ቲቢኤስ ቲቪን CRPPን ዝተሰናድአ ዋዕላ ሚድያ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ሓገዝ ንስድራ ስውኣት
ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ን300 ስድራ ስውኣት ሓገዝ ኣብርኪቱ።
ሸልማት ዶክተር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም
ዶክተር ቴድሮስ ዝተሸለሞ ዓለም ለኻዊ ሽልማት ንኣዴታት ትግራይ ምሃቡ ንሕውየተን ዝሕግዝ እዩ ተባሂሉ።
ዌቭማርት ሶፍቴዌር
መናእሰይ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ዝንኣድን ተስፋ ዝህብን እዩ ተባሂሉ።
ምፍራስ ምምሕዳር ጋዛ
ሓማስ ምምሕዳር ጋዛ ምፍራሱ ዕላዊ ገይሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
ጉዳይ ፈተና 12 ክፍሊ
ኣብ ዙርያ ፈተና 12 ክፍሊ ብክልል ዝተትሓዘ ቅዋምን ብኣብያተ ዕዮ ፈዐደራል ዝውሃብ መልስን ወጥሪ ፈጢሩ።
ቅዋም ሃገራዊ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን
ካብ ዝተተሓዘሉ ግዘ ሰሌዳ ወፃኢ ዝግበር ፈተና ሕጋውነትን ቅቡልነትን ኣይብሉን ተባሂሉ።
መግለፂ ፅላል -ሲማሚት
መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀሞ ዘሎ ተግባር ዳግማይ መዋቕራዊ ወራርን ዓይኑ ዘውፀአ ታሪኻዊ ቅጥፈትን እዩ ኢሉ።
መግለፂ ሳወት
ግዳ ገበን እዩ፡ ብህፁፅ ደው ይበል ክብል ሳወት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ሓቢሩ።
መግለፂ “ይኾኖ”
ምንቕስቓስ ይኾኖ ግፋ ደው ንክብልን ዝተገፈፉ ድማ ንክምለሱን ሓቲቱ።
መግለፂ ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መስላት
ኣብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዝበሎ መናእሰይ ኣገዲድካ ናብ ታዕሊም ምስላፍ ደው ንክብል እቲ ጥምረት ፀዊዑ።
ፀብፃብ “Human Rights Watch”
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ብሓይሊ ናይ ምምልማል ወፍሪ ኣብ መላእ ትግራይ ናይ ፍርሒ ሃዋህው ይፈጥር ኣሎ ክብል እቲ ትካል ገሊፁ።
ዓመፅቲ ሑቲ ኣብ የመን
ዓመጽቲ ሑቲ የመን ኣብ ልዕሊ ሓይልታት መንግስቲ እታ ዓዲ
ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 16 ወተሃደራት ተቐቲሎም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።