TBS TV

መስቀል ጮምዓ

በዓል መስቀል ሃይማኖታውን ትፊውታውን ክብሩ ሓልዩ ክኽበርን ኣርማታት ሰላምን ሓድነትን ዓቲሩ ክበዓልን ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ።

ማሕበር መስቀል ጮምዓ መቐለ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብሓባር ብምኻን ሎሚ ዕለት ንመራኸብቲ ሓፉሽ ኣብ ዝሃቦ ሓበራዊ መግለፂ ብዛዕባ እቲ ኣብ ጮምዓ መቐለ ዝክበር ድሙቕ በዓል መስቀል መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *