#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴 TBS TV NEWS| ፍርዲ ንቐተልቲ ዘውዱ| “ወፍሪ ድሕነት ትግራይ” | ብተጋሩ ዝንእዘን መፍትሒ| ትግራይ ኣይትጥለምን!| ግብፅን ኤርትራን
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
መጠንቀቕታ ፋውንዴሽን ሰላም ኣውሮፖ
ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ውድብ ህወሓትን ዘሎ ጎነፅ ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ፀዊዑ።
ስግኣት ምግቢ ዓለም ኣብ ኢ/ያ
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን 182 ሚልዮን ዶላር የድልየኒ ኣሎ ክብል ገሊፁ።
ሰማዒ ዝሰኣኑ ተመዛበልቲ
ኣብ ስቓይ፣ ሕማምን ሞትን ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ሕዚ እውን ትኹረት ዓለም ለኸ ማሕብረሰብ ይጠልቡ ኣለው።
ኣንደበት ኣሰፋ ኣብርሃ
መንእሰይ ወለዶ ህይወቱን መናባብርኡን ክመርሕ ዕብዳንና ጠጠው ኣቢልና ሰላም ንሃቦ ኢሉ።
ማሕበራዊ ገስጋስ ሶማሊላንድ
ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ዓብዲራሕማን መሓመድ ኣብታ ሃገር ብነጻ ኣገልግሎት ዳያሊሲስ ኩላሊት ንክዋሃብ ኣዚዙ።
ኣፅዋር ኣሜሪካ ዝፀንቀቐ ውግእ
ሰራዊት ኣሜሪካ ምስ ኢራን ኣብ ዘካየዶ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኲናት ርሕቐት ዘለዎ ዝትኮስ ሚሳይላት ከምዝወደአ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ሓዱሽ ውግእ ዘፈናቐሎም
መግለፂ ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል በዚ ኣብዚ ቅንያት ተወሊዑ ዝተብሃለ ውግእ ምዕራብ ንፁሃት ዜጋታት ይፈናቐሉ ምህላዎም ገሊፁ።
ፃውዒት ፈተና ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ
ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ መእተዊ ፈተና ዘመነ ትምህርቲ 2019 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ።
ደሃይ ስደተኛታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ
ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ይምለሱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ኣዋሃህባ ግልጋሎት ቤት ፍርዲ ክራማት
ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝካየድ መጋባእያ ክረኣዩ ዘለዎም ህጹጽ ጉዳያት ዕላዊ ገይሩ።
ኤሌክትሮኒካዊ ፖስፖርት
ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒካዊ ፓስፖርት ኣብ ቀረባ እዋን ክጅመረሎም ምኻኑ ተገሊፁ።
ፀብፃብ መናእሰያት ኣፍሪካ
ናይ ምዕራባውያን ዲሞክራሲ ንኣፍሪካ ኣይሰርሕን እዩ ክብል ሓዱሽ ዝወፀ ፀብፃብ መናእሰያት ኣፍሪካ ኣመላኺቱ።
ኢራንን ውሳነታት ሞት ፍርድን
ኢራን ንትካል ስለያ እስራኤል ሓበሬታ ይህቡ ነይሮም ዝበለቶም ክልተ ውልቀሰባት ምቕታላ ዕላዊ ገይራ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
መንገዲ ሰላም
ካብ ድሕሪ ውግእን ጥፍኣቱን ቅድሚ ውግእ ምዝታይ ሕርያ ህዝባውያን እዩ።
ተርእዮታት ሓደጋ ድርቂ
ክራማት ሎሚ ዘበን ዘየምክሕ ምዃኑ ስዒቡ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ ኣንፀላልዩ ኣሎ።
ተጋሩ ኣብ ስዑዲ ዓረብ
ሓይልታት ጸጥታ ስዑዲ ዓረብ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ ክሰግሩ ረኺበዮም ዝበሎም ኣካላት ከምዝኣስረ ኣፍሊጡ ።
ሓዱሽ ቃል ኪዳን ስዑዲ ዓረብ
ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቐይሕ ባሕርን ወሽመጥ ኤድንን ዝርከባ 8 ሃገራት ዝጠመረ ሓዱሽ ቃል ኪዳን መስሪታ።
ባርዕ ሓዊ ኣቴንስ
ኣብ ኣቴንስ ዝተለዓለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝመፃ ሄሊኮፕተራት ብምልታመን ክልተ ሰባት ሞይቶም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ክሲ መንግስቲ ትግራይ
መንግስቲ ፌዴራል ሎሚ ብኣንፈት ሸረሪና ቅሉዕ ውግእ ጀሚሩ ኣሎ ክብል መንግስቲ ትግራይ ከሲሱ።
ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ
ካብ 22 ሓምለ ጀሚሩ ክካየድ ዝፀነሐ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ምዝዛሙ ተገሊፁ።
ተርእዮታት ሓደጋ ጥሜት
ክራማት ሎሚ ዘበን ሓደጋ ድርቂ ተዓጂቡ ብምኻድ ደገፍ ኣካላት ይጠልብ ተባሂሉ።
ምምሕያሽ ኣገልግሎት ትራንስፖርት
ብሓይሊ ኤሌትሪክ ዝሰርሓ ዉልቀ ተሸከርከርቲ ኮድ 2ን 3ን ንህዝቢ ግልጋሎት መጓዓዝያ ንክህባ ተፈቒዱ።
ለበዳ ኢቦላ
ለበዳ ኢቦላ ኣብ ዓለም ካልኣይ ዝዓበየ ብርኪ ተስፋሕፋሒ ለበዳ ከምዝኾነ ብመረዳእታ ኣዲገፉ መንግስቲ እታ ዓዲ ኣፍሊጡ።
ሕማም ካላ-ኣዛር
ውድብ ጥዕና ዓለም ካላ-ኣዛር ዝተበሃለ ሕማም ብዝምልከት ሓድሽን ጽፉፍን መምርሒ ሕክምና ከምዘውፅአ ዕላዊ ገይሩ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።