ዓለም ለኸ መዓልፊ ነፃ ፕረስ
መይ ሰለስተ ኩሉሻብ ዓለም ለኸ መዓልፊ ነፃ ፕረስ እናተብሃለ ይኽበር።
ጋዜጠኛታት ዝሃድምዋ ዘለዉ ትግራይ
ኣብ ሓፂር እዋን ልዕሊ 39 ጋዜጠኛታት ትግራይ ካብ መኣዲ ስርሖም ምልቃቖም ተገሊፁ።
ናፃ ጋዜጠኛ ንህላወ ዓዲ
ናፃን ዘይሻራውን ፕረስ ባዕሉ እቲ ጋዜጠኛ ንሞያኡ ኣብ ዝህቦ ኽብሪ ከምዝምስረት ተገሊፁ።
ኣብ ሓደጋ ዝኣተወ መሰል ጋዜጠኛታት
መሰል ጋዜጠኛታት ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ቮክስ ትግራይን ህዩማን ራይትስ ፈረስትን ስምምዕነት ሰነድ ተኻይዱ።
“ኣለሻ ሰብና”
ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ዝእለ ሰብካ ብምእካብ እዩ።
“ትግራይ ሰብ ኣለዋ” ኣበይ?
ከም ህዝቢ ክሳብ ሐዚ ሒዚናዮም ዝመፁ ተረኻት ብትብዓት ምፍታሽ የድሊ።
ደብዳቤ ብፅሑልና
ፅላል እናተጋደደ ዝኸይድ ዘሎ ኪሳራ ህይወት ወገናትና ደው ይበል ክብል ደብዳቤ ብፅሑልና ፅሒፉ።
ልዝብ ኢራንን ኣሜሪካን
ኢራን፡ ንሓደ ወርሒ ዝፅንሕን ናይ መወዳእታን ዝተብሃለሉ ሰምምዕነት ኣቕሚጣ።
ምፍታሕ እሱራት ኢራን
ፓኪስታን ብኣሜሪካ ዝተታሕዙ 22 ኢራናውያን ባሕረኛታት ናብ ቴህራን ክትመልሶም ምዃና ተፈሊጡ።
ናይ ጎነፅ መወዳእታ
ኣብ ሰሜን ምብራቕ ህንዲ ግዝኣት ማኒፑር ብ2023 ዝተጀመረ ዓሌታዊ ግጭት ክሳብ ሕዚ ኣይረገዐን።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ