ኣንደበት ፕረዚደነት ደብረፅዮን
ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ንክረጋገፅ ግደ ሚዲያታት ዕዙዝ እዩ ክብል እቲ ፕረዚደነት ገሊፁ።
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ
ኣብ መላእ ሃገር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ዕለት ብዕሊ ጀሚሩ።
ኣንደበት ኮሙሽነር ጀነራል
እቲ ኮምሽነር መንእሰይ ትግራይ ዓዱ ሓዲጉ ክስደድን ክፈልስን ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ምቁፅፃር ይግባእ።
ዘይተቓደወ ቃልሲ
ኣብ መሪሕነት ትግራይ ዝተፈጠረ ክፍተት ዘኽፍሎ ዘሎ ክባር ዋጋ ኣብ ወለዶታት እውን ንምእራሙ ዝኸብድ እዩ ተባሂሉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ቅልውላው ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ ምስጓግ ስደተኛታት ሓያል ጎነፅ ኣልዒሉ።
ርክብ ኢራንን እስራኤልን
ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል ኣብ ውሽጢ መዓልታት ዳግማይ ምስ ኢራን ናብ ውግእ ክንኣቱ ንኽእል ኢና ክብል ገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።