#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| እገዳ ቪዛን ኣንደበት ፖለቲከኛታትን | ዜናን ተረኽን
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ፃውዒት ቲቢኤስ ንሰብ ሼ ር
ቴቢኤስ ቲቪ ዘጋጠሞ ካብ ሳትላያት ናይ ምውራድ ሓደጋ ንምብዳህ ንሰብ ቬር ሓዱሽ መኽፈሊ ግዘ ገደብ ሂቡ።
እገዳ ቪዛን ምላሽ ህወሓትን
ውሳነ እገዳ ቪዛ ንመስርሕ ሰላም ዘዳኽም እዩ ክብል ውድብ ህወሓት ገሊፁ።
ገስጋስ ፋና መናእሰይ
ፋና መናእሰይ ካብ 30 ብሉፃት ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዋቲት ኾይና።
መንፈስ ተዓዋታይነት
ተጋሩ ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ተወዳዲሮም ዝበፅሕዎ መድረኽ መንፈስ ተዓዋታይነት ዘመላኽት እዩ ተባሂሉ።
ኣንደበት ኣማኑኤል ኣስፋ
ኣብ ማእኸል ፀገም ዘሎ ህዝቢ ተወዳዲሮም ዝዕወቱ መራሕቲ እንትፈጥር ምርኣይ ተፃዋራይነት ዘመላኽት እዩ።
ኣንደበት ክንደያ ገብረህይወት (ፕሮፌሰር )
ህላወ ህዝቢ ትግራይ ንክረጋገፅ ስጡም ሓድነታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ይጠልብ።
“እቲ ዝቐለለ ዝኸበዶም”
መራሕቲ ትግራይ ናብ ልዝብን ዘተን ዝወስድ እቲ ዝቐለለ መንገዲ ገዲፎም ንህዝቦምን ባዕሎምን ኣብ ሓደጋ የውድቑ ኣለዉ።
ልዝብ ኣሜሪካን ኢራንን
ልኡኻት ኣሜሪካን ኢራንን ድሕሪ ምቁራጽ ተኹሲ ሊባኖስ ንዘተ ናብ ስዊዘርላንድ ኣምሪሖም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
እገዳ ቪዛ ንኣባላት ህወሓት
ሚኒሰተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ መሪሕነት ህወሓት እገዳ ቪዛ ኣንቢራ ።
ኣዛራራቢ ዛዕባ እገዳ ቪዛ
ኣብ ልዕሊ ኣባላት ህወሓት ዝተነበረ እገዳ ቪዛ ኣዘራራቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ።
ሓደጋ ውሑጅ
ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ሜዳ ሓያል ዝናብ ብምዝናቡ ስዒቡ ህይወት ደቂሰባት ተጎዲኡ።
ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን
ኣብ 2025 ኣብ ሱዳን 500 ፃታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ሓቢሩ።
“ዛይድ AI”
ዛይድ ዝተበሃለ ኤኣይ ወሃቢ ቃል ኢማራት ዓረብ ኾይኑ ተሸይሙ።
ዝተናወሐ ስምምዕነት ፊርማ
ኣብ ሲዊዘርላንድ ክካየድ ዝተሓሰበ ሰምምዕነት ኣሜሪካን ኢራንን ተናዊሑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ