TBS TV

🔴TBS TV| ቦታ ተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ | መግለፂ ብሄራዊ ባንኪ | እግዳ እስራኤላዊ ሚኒስትር |ዜናታት18ግንቦት 2018#tigraytoday#ህወሓት

ፍታሕ ፍልሰት ኣብ ትግራይ
ዘላቒ ፍታሕ ፍልሰት መናእሰይ ተጋሩ ዝመፅእ ትግራይ ንመናእሰይ እትምቹ ብምግባር እዩ።

ሰማዒ ዝሰኣኑ ዝተመዛበሉ ወገናት
ኣብ ዓዲ መሐመዳይ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ይርከቡ ።

መግለፂ ብሄራዊ ባንኪ
ምስ ቻይና ዝገብር ዕደጊት ብኹሎም ባንክታት ተፈፃሚ ንክኸውን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ደብዳብ ድሮን
ኣብ ሰሜን ዳርፉር ኣብ ዕዳጋታት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰብ ብውሕዱ 21 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም።

ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ
ነቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ ንምፍታሕ ህጹጽ ኣኼባ ፀዊዑ።

ወጥሪ ኣሜሪካን ኢራንን
ዝርርብ ሰላም ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣሜሪካ ኣብ ናይ ኢራን ናይ ሚሳይል ቦታታት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ምስሳን ብሄራዊ ተረኽ ንዝተማለአ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣድላዪ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *