TBS TV

🔴TBS TV| ፕሪቶርያ፡ ኣይስገር ኣያሳግር! |መግለፂ ውድብ ስምረት |ተቛውሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ |ዜናታት13ሚያዝያ 2018#tigraynewstoday#ህወሓት

መግለፂ ውድብ ሳወት

ውሳነ ማእኸላይ ኮሜቴ ውድብ ህወሓት ሓደገኛን ናብ ኲናት ዘምርሕን እዩ።

መግለፂ ውድብ ናፅነት

ውድብ ናፅነት ተወሲኑ ዘሎ ውሳነ ኢ -ሓላፍነታውን ስርዓት ዘይብሉን እዩ ክብል ገሊፁ።

መግለፂ ውድብ ወለዶ
ተወሲኑ ዘሎ ውሳነ ንሉእላዊ ስልጣን ህዝቢ ትግራይ ብዕሊ ዝጠሓሰ እዩ።

መግለፂ ውድብ ስምረት
ዝተወሰነ ውሳነ ዳግም ናብ ኲናት ዘምርሕን ብዕሊ ሕጊ ዝጥሕስን እዩ።

ቅዋም ቤት ምኽሪ ሰሓርቲ

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝወሰኖ ውሳነ ክንድግፎ ኢና ክብል ቤት ምኽሪ ወረዳ ሰሓርቲ ገሊፁ።

ብቕድድም ወንበር ዝተሓንሸሸ ዕድል

መሪሕነት ትግራይ ናብ መንበረ ሰልጣን ዝገበሮ ቅድዳም ዕፃ ትግራይ ክንሐሸሽ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

መዋፅኦ ትግራይ

ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ብህፁፅ ናብ ዘተን ልዝብን ክትኣቱ ይግባእ ተባሂሉ።

ተቛውሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ደው ክብል ኣለዎ ዝበሉ ኣካላት ኣብ ዋሽንግተን ተኣሲሮም።

መሪሕነት ቻይና
ሳይንቲስታት ቻይና መሪሕነት እታ ዓዲ ብኣብዝሓ ከምዝሓዝዎ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *