TBS TV

🔴TBS TV| ጎነፅኩም ሑመራ ይኸፍት ዶ? | ኣንደበት ኣብይ ኣሕመድ | ኲናት ኢራን |ዜናታት07 ሚያዝያ 2018#tigraynewstoday #TPLF#ህወሓት

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።

ፀገም ትግራይ
ኩሉ መዳያዊ ቅልውላው ህዝቢ ትግራይ ዝህልው ዘሎ ንባዕሉ ዘቐደመ መሪሕነት ብምህላው እዩ።

መዋፅኦ ትግራይ
ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝግብኦ ክብሩ ንክምለስ መራሕቲ ፖለቲካን ሃይማኖትን ናብ ልበነኦም ይመለሱ።

ኣንደበት ኣብይ ኣሕመድ
መስመር ባቡር ኣዋሽ-መቐለ ሓደገኛ ኢንቨስትመንት እዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፁ።

ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ሕቶ ቬንዝዋላ
መንግስቲ ኣሜሪካ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቬንዝዋላ ዘንበሮ እገዳ ብቕልጡፍ ከልዕሎ ጸዊዓ ።

ራሻን ቻይናን
ሩስያ ንጠለባት ጸዓት ቻይና ከተማልእ ምዃና ገሊፃ

ኲናት ኢራን
ዝዓነዋ ትካላት ኢራን ዳግማይ ንምህናጽ 12 ዓመታት ክወስድ ይኽእል እዩ ክብል ማእኸላይ ባንክ ኢራን ገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *