መልእኽቲ ብፁዕ ኣቡነ ማትያስ
በዓል ፋሲካ ክነብዕል እንተለና ዘላትና ምስ ዝተጸገሙ ወገናት ብምክፋልን ብምድግጋፍን ክኸውን ይግባእ።
በዓልን ህይወት ተመዛበልትን
በዓል ፋሲካ ክኸበር እንከሎ ዝተመዛበሉን ረኣይይ ዘይበሎምን ወገናትን ብምሕጋዝ ክኸውን ይግባእ።
መንገዲ ብርህቲ ትግራይ
ትግራይ ናብ ዝግብኣ ቦታ ክትድይብ ብሓድነትን ሕብረትን ምስራሕ የድሊ።
መልእኽቲ ውድብ ወለዶ
እዚ በዓል ብዝተፈለየ ናይ ሕብረትን ሕውነትን መንፈስ ክነኽብሮ ይግባእ ክብል ውድብ ወለዶ ገሊፁ።
ፀቢብ ዕድል ፕሪቶርያ
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ውዕል ፕሪቶሪያ መሰል ተጋሩ ንምግፋፍ ይጥቀሙሉ ኣሎ ክብል The Africa Report ገሊፁ።
ጠፈርተኛታት ኣርቴሚስ
ታሪኻዊ ልኡኽ ኣርቴሚስ 2 ብዓወት ተዛዚሙ ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ፖለቲካ ትግራይ ብዘላቕነትን ብዘይ ኪሳራን ንምዕራይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ