TBS TV

🔴TBS TV| ዊርቃ ዲቭኑ፡ ዓስቢ ሓድነት | ተዝክሮ ወርቀ ዲኖ | ቪዛ ንኣሜሪካ | ዜናታት 10 መጋቢት 2018

#tbstv
ወርቀ ዲኖ
ተዝክሮን መስተንክራዊ ዓወትን ወርቂ ዲኖ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ነይሩ።

ክባ ወርቀ ዲኖ
ክባ ወርቀ ዲኖ ክዝከር እንከሎ ብሓደ ገፅ ጅግንነት ተጋደላይ ትግራይ ብካሊእ ገፅ ደማ ሕብረት ህዝቢ ትግራይ ዘመስከረ እዩ።

ተዝክሮ ወርቀ ዲኖ
ክባ ወርቀ ዲኖ ሕሱም ሕልሚ ፀላእቲ ዝመኸነሉን ዓቕሚ ሰበራ ክባ ተጋደላይ ትግራይ ዝተርኣየሉን ዓውደ ወግእ ነይሩ ።

ፃዊዒት ሰልፊ
መሃያ ወርሒ ለካቲት 2018 ደው ምባሉ ስዒቡ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ሰልፊ ፀዊዑ።

ሸዊት ተፈቲሑ
ሸዊት ገብረእግዛብሄር ድሕሪ ማእሰርቲ ሓደ ሰሙን ብዓሰርተ ሽሕ ዋሕስ ሎሚ ዕለት ተፈቲሑ።

ቪዛ ንኣሜሪካ
ቪዛ ኣሜሪካ ዝሓቱ ኢትዮጵያውያን ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚሩ ኣስታት 2.3 ሚልዮን ብር ከትሕዙ ከምዝግደዱ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *