TBS TV

🔴 TBS TV| ትደራደር እምበር ኣይትኹርን | ኣካል መጉዳእቲ ምጉዳል ኣይኮነን! | ተምሕዋይ ጥዕና ትግራይ || ዜናታት 10 ታሕሳስ 2018

🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴

ንህዝቡ ዝሓልን ንዓዱ ዝፈቱን መሪሕነት ሕቶ ህዝቡ ይሰምዕን ምስ ደቁ ብሄሩ ይሰማዕማዕን- መልእኽቲ ቲቢኤስ

ኣካል መጉዳእቲ ምጉዳል ኣይኮነን-መልእኽቲ ሰገን ዳዊት ኣማረ

ኣካል መጉዳእቲ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዘየትረፎ መንእሰይ ህይወቱ ንብዙሓት የምህር ኣሎ-ውልቀ ዛንታ ቲቢኤስ

ዝተሃሰየ ዓውዲ ጥዕና ትግራይ ብመሰረቱ ንምቕያር ሓበራዊ ዕማም የድሊ-ቢሮ ጥዕና

ሕብረተሰብ ግቡእ ግልጋሎት ጥዕና ንክረክብን ዝተሓንፀፁ ፖሊስታት ናብ ተግባራት ምቕያር የድሊ-ቢሮ ጥዕና

ምስ መደራድርትኻ ኣብ ዝህልወካ ርክብ ናይ ምድርዳር ዓቕምኻ ክተዕበ‍ኢ ትፍትን እምበር ኣይትብኣስን-ሓተታ ቲቢኤስ

ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘቕነዐ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መሰረታዊ ረብሓታት ትግራይ ንፅረት ክፈጥር ትፅቢት ይግበር-ሓተታ ቲቢኤስ

ስዑዲ ዓረብን ኣሜሪካን ኲናት ሱዳን ንምቁራፅ ዝዓለመ ሰለስተ ነጥብታት ዝሓዘ ውጥን ኣቕሪበን-ሱዳን ቱሪብን

ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ከምዚ ዕለት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን  ነበርቲ ሓውዜን ብጡሙርሓይሊ ኤርትራን ኢትዮጲያ ግፍዒ ተፈፂሙ- ታሪኽ ኣብ እዚ ዕለት
#tbstv
#ውድብ ናፅነት ትግራይ
#ትግራይ መረፃ 2018
#ህወሓት
#ኣብይ ኣህመድ
#wedb natenet tgray |
#Tplf Election 2018
#tigray election 2018
#tbstv
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #news #Tigray #ethiopia #eritrea #HornAfrica #Redsea #reels

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *