#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴TBS TV| ነጋውስ ኩናት ሱዳ | ንምህሮ ንፎርዖናት ቀርኒ ኣፍሪካ || ሓተታ ሎሚ 9 ነሓሰ 2018
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ምቁራጽ መደብ ዜናን ተረኽን
ትካልና ቲቢኤስ ብዘጋጠሞ ፖለቲካዊ ፅዕንቶን ፋይናንሳዊ ፀገምን ካብ ሎሚ 5 ነሓሰ 2018 ጀሚሩ መደብ ዜናን ተረኽን ክዓፅፍ እዩ።
ኢልኒኖን ትኹረት ሓረስታይን
ዘየመክሕ ዝናብ ሎሚ ዘበን ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምክልኻል ሰብ ሙያ ሕርሻ ግቡእ ክትትል ክገብሩ ጻውዒት ቀሪቡ።
ፀብፃብ “FAO”
ኢትዮጵያ ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላውን ሓደጋ ኢልኖን ዜጋታታ መናባበርኦም ክደፍኡ ኣይኸኣሉን።
ለበዋ ገላውድዮስ ኣርኣያ (ፕሮፌሰር)
ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ናብ ኲናት ኣትዩ ከይጉዳእ መራሕቱ ንዘተ፣ ንልዝብን ዕርቅን ዝኸውን ግዜን ትኹረትን ክሕቡ ይግባእ ተባሂሉ።
ምድልዳል ቁመና ብሄር
ዓዲ ክትድሕንን ህዝቢ ብሰላም ንክነብርን መራሕቲ ረብሓ ህዝቦም ክርዱኡ ይግባእ ተባሂሉ።
ኲናት ንሕድ ሕድ ሱዳን
ሕድሕዳዊ ኲናት ሰዳን ጠጠው ንክብል ኩሉ ዝሓቐፈ መንግስቲ ክትከል ይግባእ ዝብል ፃውዒት ቐሪቡ።
ሓገዝ ኣሜሪካ ንኮሎምብያ
ኮሎምብያ ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ምትእንጋዳ ስዒቡ ኣሜሪካ 15.5 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ሓገዝ ክትህብ ቃል ኣትያ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ነሓሰ
ኲናት ትግራይ ከይድገምን ንዑዑ ስዒቡ ዝመፅእ በሰላ ከይዓዝዝን ትኹረት ኹሉ ትግራዋይ ይጠልብ።