TBS TV

🔴TBS TV| ተስፋታት ኣፍደገ ኣ/ኣ | ባልዕ ኣፍሪካ ባርኖስ | ቲክቶክ ኣብ ኬንያ | ዜናታት 16 ሓምለ 2018

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ካብ ምምላስ ተመዛበልቲ ንላዕሊ ዝኸውን ኣጀንዳ ብዘይምህላዉ ኩሎም ሓይልታት ኣብዚ ከድህቡ ንፅውዕ።

ባልዕ ኣፍሪካ ባርኖስ
ኣብ ሰለስተ ጣብያታት ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ 4 ባልዕ ኣፍሪካ ባርኖስ ተራእዮ።

መግለፂ ብሔራዊ ባንኪ
ዘይተፈቕዱ ናይ ቨርቹዋል ንብረታት ዕዳጋታትን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ኣገልግሎታትን ምክያድ ኽልኹል ምዃኑ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።

“ሰኣን ምምኽኻር “
ትግራይ ብዘይምምኽኻራ ዘለውዎ ፀገማት ናብ ጎነፅ የምርሑ ምህላዎ ተገሊፁ።

ቲክቶክ ኣብ ኬንያ
ቲክቶክ ኣብ ኬንያ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቪድዮታትን ዝሓዘ ኣካውንት ከምዝዓፀወ ተገሊፁ።

ሰምምዕነት ኣብርሃም
ኣሜሪካን ስዑዲ ዓረብን ዝተሰማዕመዖ ስምምዕ ሲቪል ኒዪክሌር ንክፀድቅ ርያድ ናብ ስምምዕነት ኣብርሃም ክትፀምበር ኣለዋ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *