TBS TV

🔴TBS TV| መንእሰይ: ጥብሲ ክልተ እቶን | ደሃይ እሱራት ኣብ ሱዑዲ ዓረብ |ምንካይ ዋጋ ነዳዲ | ዜናታት 25 ሰነ 2018#ህወሓት

መግለፂ ማሕበረ ቅዱስ ያሬድ

ኣብ ልዕሊ ደቂ ቅድስት ቤተክርስቲያን ዝካየድ ዘሎ ግፋ ብፅኑዕ ክኹነን ዝግበኦ እኩይ ተግባር እዩ ክብል እቲ ማሕበር ገሊፁ።

ደሃይ እሱራት ኣብ ሱዑዲ ዓረብ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ፍርዲ ሞት ተፈሪድዎም ዘሎ ወገናት ደምፂ ኹኑና ክብሉ ተማሒፂኖም ።

ኣንደበታት ሰላም

ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።

ቅልውላው ደቡብ ኣፍሪካ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ድሕሪ ሰልፊ ጸረ ስደተኛታት ዝተለዓለ ተቓውሞታት ልዕሊ 900 ሰባት ከምዝተኣሰሩ ተሓቢሩ።

ግዕዝይናን ኒጀርን

ኣብ ልዕሊ ብላዕ ዝፍፀሙ ኣካላት ናይ ሞት ፍርዲ ዘቕፅዕ ሓዱሽ ሕጊ ኒጀር ኣዘራራቢ ኮይኑ።

ምንካይ ዋጋ ነዳዲ

ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ዶሃ ዘካየደኦ ዝርርብ ስዒቡ ዋጋ ነዳዲ ከምዝወረደ ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *