#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ኣዘራራቢ ኣዋጅ | ዜናን ተረኽን
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
እገዳ ቪዛ ንኣባላት ህወሓት
ሚኒሰተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ መሪሕነት ህወሓት እገዳ ቪዛ ኣንቢራ ።
ኣዛራራቢ ዛዕባ እገዳ ቪዛ
ኣብ ልዕሊ ኣባላት ህወሓት ዝተነበረ እገዳ ቪዛ ኣዘራራቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ።
ሓደጋ ውሑጅ
ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ሜዳ ሓያል ዝናብ ብምዝናቡ ስዒቡ ህይወት ደቂሰባት ተጎዲኡ።
ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን
ኣብ 2025 ኣብ ሱዳን 500 ፃታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ሓቢሩ።
“ዛይድ AI”
ዛይድ ዝተበሃለ ኤኣይ ወሃቢ ቃል ኢማራት ዓረብ ኾይኑ ተሸይሙ።
ዝተናወሐ ስምምዕነት ፊርማ
ኣብ ሲዊዘርላንድ ክካየድ ዝተሓሰበ ሰምምዕነት ኣሜሪካን ኢራንን ተናዊሑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
ዝኽሪ ወፍሪ ኣሉላ
ዝኽሪ ወፍሪ ኣሉላ ቅያን ጀግንነትን ህዝቢ ትግራይ ብግብሪ ዘመስከረ ዕለት እዩ።
ዘይሃስ ዘይድምሰስ ታሪኽ
ወፍሪ ኣሉላ ብግዝያዊ ፖለቲካዊ ሃልክታት ዘይሃስስ ዘይድምሰስ መድረኽ ቅያ እዩ።
“ግፋ ዋኒን ቢሮና ኣይኮነን”
ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ወተሃደራዊ ስልጠና ይህብ እምበር ምልመላ ዋኒነይ ኣይኮነን ኢሉ።
ሓዱሽ ኣዋጅን ግብረ መልሲ ሊሂቃንን
ክፀድቕ ተሓሲቡ ዘሎ ኣዋጅ ሊሂቃን ብዝተፈላለየ ኩርናዕ ይርእይዎ ኣለዉ።
ዜጋታታ እትስውር ሃገር- ኤርትራ
ኣብታ ዓዲ ንዓመታት ዝጠፉኡ ሰባት ደሃዮም ንክርከቡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ሕብራት ሃገራት ሕቶ ቀሪቡ።
ትራምፕ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ
ኣብ ህዳሴ ግድብ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ደጊምና ክንርእዮ ክብል ፕረዚደነት ትራምፕ ገሊፁ።
ታሪኻዊ ሰምምዕነት
ንኣዋርሕ ዝቐነየ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ንከብቕዕ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
መግለፂ ማሕበር መማህራን
መማህራን ትግራይ መሃያኦም ብምኽልኻሉ ንዕዳን ዕንድዳን ተቃሊዖም ከምዝርከቡ ተገሊፁ።
መግለፂ ውድብ ዓረና
ግፋን ኣስገዳድ ዕስክርናን መናእሰይ ክስደዱ ይገብር ከምዘሎ ዓረና ገሊፁ።
“ኣብ ትማሊ የለናን ”
ህዝቢ ትግራይ ሒዝና ዓቕምና ወሲኽና እምበር ኣይጎደልናን ክብሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ገሊፆም።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክተእክብ ይግባእ ።
ዉሳነ መራሕቲ G-7
መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ (G7) ንዩክሬን ዘለዎም ደገፍ ደጊሞም ኣረጋጊፆም።
ኢራን ካብ ኲናት ናብ ሕወየት
ኣፈጉባኤ ኢራን ሃገሩ ካብ ምውንጫፍ ሚሳይል ናብ ምምፃእ ቁጠባ ክትሰጋገር ኣለዋ ኢሉ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
ዕለት ዝኽሪ ሰማእታት
በዓል ሰማእታት ክኸበር እንከሎ ሰማእታት ዝወደቕሉ ዕላማ ናብ ግብሪ ብምስግጋር ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ።
ዝኽሪ ወፍሪ ኣሉላ
ኣንፃር ልፍንታውያን ሓይልታት ዝተገበረ ተጋድሎ ብግዝያዊ ፖለቲካዊ ሃልክታት ኣይሃስስን፡ ኣይድምሰስን።
መግለፂ ቮክስ ትግራይ
ኣብ ልዕሊ ሓሳቦም ብናፅነት ዝገልፁ ዜጋታት ዝፍፀም ማእሰርቲ ንኹንን ክብል እቲ ትካል ገሊፁ።
ኣንደበት ወይዘሮ ኣኸዛ ሑሉፍ
ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰ ንመሰሉን ንክብሩን እምብር ብመርገፅቲ ኣይኮነን።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፈለማ ደቃ ክተእክብ ይግባእ ።
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዘቢ ትግራይ ንባይታ ፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ተጋሩ ዝሓቛፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።
ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት
ኣብ ሱዳን ኣብ 2026 ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ልዕሊ 1000 ሰላማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኪሳራታት ኲናት
ኣሜሪካ ኣብ ኢራን ዘይተጸበየቶ ክሳራ ከምዝገጠማ ፀብፃባት ኣመላኺቶም።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።