መልእኽቲ ቲቢኤስ
ኣብ ሓደጋ ዘላ ትግራይ ንምድሓን ንትግራይ ዝመስል መንግስትነት ኣብ ምህናፅ ርብርብ የድሊ።
ኦባሳንጆ ኣብ መቐለ
ኣካል ፈራሚ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዝኾነ ኦሉሰጉን ኦባሳንጆ ምስ ፕረዚደነት ደብረፅዮን ገብረሚኪኣል (ፒኤችዲ )ንምዝታይ መቐለ ኣትዮ።
ፕሪቶሪያ፣ጌታቸው ረዳን ሬድዋን ሑሴንን
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ሰላም ዘምፀአ ብምኻኑ ዳግማይ ናብ ኲናት ዘምርሕ መንገዲ ክዕፆ ኣለዎ።
ሞት ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘጋጠመ ሞት ኣብ ኻልኦት ፍርደኛታት ከይደገም ሰፊሕ ርብርብ ይጠልብ ።
ምሕረት ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝነበሩ 1,655 ኢትዮጵያውያን ፍርዶም ተቛሪጹ ይቕረታ ከምዝተገበረሎም ተሓቢሩ።
ቋንቋ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ
ኣብ ኢትዮጵያ ቋንቋ ቻይና ንምምሃር ዘኽእል ስምምዕ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።
መዋፅኦ ህዝቢ ትግራይ
መዋፅኦ ህዘቢ ትግራይ ን ባይታ ፖለቲካ ትግራይ ዘቐድም ብተጋሩ ዝምእዘንን ተጋሩ ዝሓቛፍን ሳልሳይ መንገዲ እዩ።
ዕልባት ዘይረኸበ ኲናት
ኢራን ንመጻብቦ ሆርሙዝ ዳግማይ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዓፀወቶ ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሰነ
ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘድልያ ጎንፅን ተኽንታትን ዘይኾነስ ሰላምን ራህዋን እዩ።