#tbstv
ፀሊም ዕዳጋ ዝሰዓሮ መንግስቲ
መዕልታዊ ዝቀያየር ዋጋ ፀሊም ዕዳጋ ነዳዲ፡ ከተማታት ትግራይ ታሪፍ ንምውፃእ ከምዝተፀገማ ተገሊፁ።
“ፕሪቶርያ ፈሪሱ እዩ!”
ፕሪቶርያ ስለዝፈረሰ ኣስታት 2.8 ሚልየን ህዝቢ ዝመረፆ ቤት ምኽሪ ናብ ስራሕ ንምምላስ ወሲነ ክብል ህወሓት ገሊፁ።
“ብፕሮቶርያ እዩ ሕቶና ዝምለስ”
ሓይሊ ሰላም ትግራይ ዝተብሃለ ዕጡቕ ምንቅስቓስ ፕሪቶርያ ፈሪሱ እዩ ንዝብል መግለፂ ህወሓት ተቓዊሙ።
መፀዋዕታ ጌታቸው ረዳ
ዉሳነ ማእኸላይ ኮሜቴ ህወሓት ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣፍሪሱ ሓደጋ ስለዝወልድ ማሕበረሰብ ዓለም ትኹረት ክገብረሉ ፀዊዑ።
ስኽነት መሪሕነት ንረብሓ ትግራይን
መግለፂ ህወሓትን ሓይሊ ሰላምን ኣብ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝተመስረተ ወፍሪ ክወልድ ይግባእ ተባሂሉ።
ትግራይ ናብ ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ፖለቲከኛታት ናብ ልዝብ ክመፁ ይግባእ ።
መግለፂ ፅላል-ሲማምት
ውዕሊ ፕሪቶርያ ክትግበር ብዘይምኽኣሉ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፈአ መከራን ስቓይን ገፁ የምርሕ ኣሎ።
መግለፂ ኢራን
ኢራን ኣብ ስትራተጂካዊ መጻብቦ ሆርሙዝ ንዝንቀሳቐሳ መራኽብ ምዕናው ሓዊሱ ጽኑዕ መጠንቀቕታ ሂባ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ