#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።
መግለፂ ውድብ ህወሓት
ውድብ ህወሓት ንኣፈፃፅማ ስራሕ ግ/ም/ት ኣመልኪቱ ነቲ ብሚድያታት ፌደራል ዝተመሓላለፈ ፀብፃብ ነፂጉ።
ምላሽን መብርህን ፕረዚደንት ታደሰ
እቲ ፕረዚደንት ጉዕዞ ኣዲስ ኣበባ ይኹን ኣብኡ ዝቐረበ ሪፖርት ዝተመኸረሉን ዝተዘተየሉን እዩ ክብል ገሊፁ።
ምምላስ ነባር መንግስቲ
ምምላስ ነባር ቤት ምኽሪ ኣመልኪተቶም ዝውሃቡ ዘለዉ ሪኢቶታት ሕዚ እውን የዘራርቡ ኣለዉ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ማእሰርቲ ኣብ ኒውዮርክ
ኣብ ኒው ዮርክ ፀረ-ኲናት ተቓውሞ ዘስምዑ ዝነበሩ ልዕሊ 90 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተሓቢሩ።
ግደ ቻይና ኣብ ሰላም
ቻይና ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ግጭት ንምፍታሕ ሃናፂ ተራ ክትፃወት ምዃና ገሊፁ።
ፃውዒት ሕብራት ሃገራት
ሕብራት ሃገራት ዓለም ኣሜሪካን ኢራንን ዳግም ናብ ዝርርብ ንክምለሳ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ልዝብ ኣሜሪካን ኢራንን
ፓኪስታን ካልኣይ ዙር ልዝብ ኣሜሪካን ኢራንን ከተተኣናግድ ምዃና ሓቢራ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ