መልእኽቲ ቲቢኤስ
ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።
ኣንደበት ብ/ጀነራል ከበደ ፍቓዱ
ትግራይ ገጢምዋ ዘሎ ፀገም ንክፍታሕ ንህዝቢ ዝተወከለ መንግስትነት ክትከል እንከሎ እዩ።
ጉዳይ ምግምጋም መኸተ
ኲናት ትግራይ እንትውላዕ ኣብ መሪሕነት ዝነበሩ ኣካላት ምድላው ብዘይምግባሮም መኸተ ትግራይ ዋጋ ዘኽፍል ኮይኑ።
ፅምዶ ብኣንደበት ከበደ
ብሽም ፅምዶ ዝግበሩ ዘለው ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ንህዝቢ ትግራይ ጥር እትብል ረብሓ የብሎምን።
ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተፈፃምነቱን
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብዘይምትግባሩ ዝተመዛበሉ ወገናት ተረሲዖምን ዝተቖረሰ መሬት ተመንዚዑን ይርከብ።
ሰላም ንትግራይ
ህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንክረክብ ተጋሩ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ከቐድሙ ይግባእ።
“ኤድ ቴክ 2026”
ሚኒሰትር ትምህርቲ ሰሙናዊ ትምህርትን ቴክኖሎጂን መሰረት ዝገበረ ኤድ ቴክ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
ኢራንን እስራኤልን
እስራኤል ላዕለዎት መራሕቲ ኢራን ንከይትቐትል ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፀሐት ተሓቢሩ።
“ናብ ዘተ ተመለሱ”
ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ብቕልጡፍ ደው ንክብል ዋና ፀሓፊ ሕብራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ፀዊዑ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።
tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ