TBS TV

🔴TBS TV| ዓቐበት ምምላስ መንግስትነት | ፕሪቶሪያን መረፃን | ኲናት ኢራን፡ ኣብ 4ይ ሰሙን |ዜናታት 16 መጋቢት 2018

መልእኽቲ ቲቢኤስ

ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።

ክትባት ሕማም ኣልምሲ

ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝኾኑ ህፃውንቲ ንክኸቱቡ ወለዲ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ።

ሳልሳይ መንገዲ

መፍትሕ ፀገም ትግራይ፡ ትግራይ ማእኸል ኣብ ዝገበረ ፖለቲካዊ ስራሕ ይምስረት።

ፕሪቶሪያን መረፃን

ህወሓት ናብ ሕጋዊ መስርዑ ተመሊሱ ኣብ 7ይ ሃገራዊ መረጻ ንክሳተፍ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኦነግ ፀዊዑ።

ውግእ ሓይልታት RSF

ሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ሱዳን ድሕሪ ከቢድ ውግእ ኣብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያ እትርከብ ከተማ ተቖፃፂረ ክብል ገሊፁ።

ኣዋጅ ኣብ ፊሊፕንስ

ብሰንኪ ደኲናት ማእኸላይ ምብራቕ:ፊሊፕንስ ዘለዋ ዕቑር ነዳዲ ን45 መዓልታት ጥራይ ከምዝፀንሕ ገሊጻ።

ኲናት ኢራን፡ ኣብ 4ይ ሰሙን

ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዘካይደኦ ዘለዋ ኲናት ናብ ናይ ሰላም እማመ ዝወስድ ተርእዮታት ከምዘለው ተገሊፁ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።

tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *