#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ሰላም ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ዝረጋገፅ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ምፍፃም እንትከኣል እዩ።
“ፕሪቶርያ 100% ፈሪሱ”
ውዕሊ ፕሪቶሪያ 100% ፈሪሱ እዩ ክብል ውሃቢ ቃል ህወሓት ገሊፁ።
ብሕታዊ ፈትሊ ሰላም
ፕሪቶሪያ ብሕታዊ ፈትሊ ሰላም ብምዃኑ ተወዓዓልቲ ብቕንዕና ከፈፅምዎ ይግባእ ተባሂሉ።
ውዕሎ ቤት ፍርዲ ዮሃንስ ብርሃነ
ጋዜጠኛ ዮሃንስ ብርሃነ ድሕሪ 6 መዓልቲ ማእሰርቲ ሎሚ ዕለት ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ን24 መጋቢት ቖፀሮ ተዋሂብዎ።
መግለፂ ሳወት
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን ዝገብር ዘሎ ማእሰርቲ ኣካል ተልእኾ zero Tolerance እዩ ክብል ሳወት ገሊፁ።
መልእኽቲ ኣሜሪካ ንዜጋታታ
ኣሜሪካ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ዜጋታታ ናይ ድሕንነት መጠንቕቕታ ሂባ።
መጠንቐቕታ ቻይና
ኲናት ኢራን እናተጋደደ እንድሕር ከይዱ ዓለም ናብ ዝኸፈአ ሓደጋ ክትሳጣሕ እያ ክትብል ቻይና ገሊፃ።
ኣንደበት ዶክተር ቴድሮስ
ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ግጭት ኣብ ሓደገኛ ብርኪ በፂሑ ኣሎ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ