TBS TV

🔴TBS TV| ምሕፅንታ ሰላም ዜጋታት | ኣገዳስነት ዘትን ልዝብን | ትግራይ ነቐደም | ዜናታት 11 መጋቢት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ዝብዳህ ብብሄራዊ ስምምዕነት ኣቢልካ ብዝውለድ  መንግስትነት  እዩ።

ዒድ ኣብ መቐለ
መበል 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጠር ብዝተፈለላዩ ሃይማኖታዊ ትሕዝቶታት ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ።

ዒድ ንሰላም
ህዝቢ ትግራይ ህድኣቱ ንክረክብ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ኣብ ሰላም ኣዲህብና ክንሰርሕ ይግባእ።

ኣገዳስነት ዘትን ልዝብን

ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ዘለው ኣፈላላያት ንክፍትሑ ዘትን ልዝብን የድሊ ተባሂሉ።

ትግራይ ነቐደም

ኣብ ትግራይ ፀልሚቱ ዘሎ ኩነታት ንክግላህ ትግራይ ዘቐደመ ሰለማዊ ቃልሲ ይግባእ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ መጋቢት
ናህሪ ኩናት ንምክልኻልን ባይታ ሰላም ንምስፋሕን ኣብ ኣገዳስነት መጠሻ ሓዱሽ መንግስትነት ትግራይ ምስራሕ የድሊ።

#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *