TBS TV

🔴TBS TV| መወዳእታ ዕለት ምልካውያን | ኣንደበት ፕረዚደንት | መግለፂ ውድብ ሳወት | ዜናታት 24 ለካቲት 2018

#tbstv
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ኣንደበት ፕረዚደንት
ፕረዚደነት ታደሰ ወረደ ቁጠባ ትግራይ ንክንሳእርር ግደ ሕብረት ሰራሕ ማሕበራት ዕዙዝ እዩ።

ዓለም ለኸ መዓልቲ
ዓለም ለኸ መዓልቲ ናይ ኣፈጣጥራ ፀገም ሕክምና መዓልቲ ኣብ መቐለ ተኸቢሩ።

መግለፂ ውድብ ሳወት
ጉዳይ ምምላስ ተመዛበልቲን ላእላዊ ግዝኣት ሓድነትን ናብ ድርድር ዝቐርብ ኣጀንዳ ኣይኾነን ተባሂሉ።

ዘላቒ ፋታሕ ትግራይ
ዘላቒ ሕቶ ህዝብን መሬትን ትግራይ ናብ ንቡር ንክምለስ ሰፊሕ ፃዕሪ ይጥልብ።

ዓለም ካብ ኢራን
መሪሕነታዊ ምልክነት ዓለም ካብ ኢራን ክትመሃር ዘኽእል ዕደል ዘመቻቻወ ፍፃመ እዚ ሰሙን ነይሩ።

ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::

#tigraibroadcastingservice

#ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *